![cover image](https://wikiwandv2-19431.kxcdn.com/_next/image?url=https://upload.wikimedia.org/wikipedia/commons/thumb/a/a0/Europe_on_the_globe_%2528red%2529.svg/langti-640px-Europe_on_the_globe_%2528red%2529.svg.png&w=640&q=50)
ኤውሮጳ
ክፍለ ዓለም / From Wikipedia, the free encyclopedia
ኤውሮጳ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ሰሜናዊ ንፍቀ ክቢ መብዛሕትኡ ከኣ ኣብ ምብራቓዊ ንፍቀ ክቢ እትርከብ ክፍለ ዓለም እያ።
ቅልጡፍ ሓቅታት ኤውሮጳ, ስፍሓት ...
ኤውሮጳ | ||
---|---|---|
ዜግነት ህዝቢ፦ ኤውሮጳዊ/ -ት | ||
![]() | ||
ስፍሓት | 10,530,751 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
ብዝሒ ህዝቢ | ||
• ግምት (2021) | 749,878,120[1] ተቐመጥቲ | |
• ጻዕቂ | 70 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
ሃገራት |
50 ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ከም ኣካል ኤውሮጳ ይቆጽራ'የን፦ ![]() ![]() | |
ጽግዕተኛታት | ||
ኣፍልጦ ዘይረኸባ ሃገራት |
8 ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() ![]() | |
ዞባዊ ቋንቋታት | ቋንቋታት ኤውሮጳ፦ ሩስኛ፣ ጀርመንኛ፣ ፈረንሳይኛ፣ እንግሊዝኛ፣ ስጳንኛ፣ ፖላንድኛ፣ ዩክሬንኛ፣ ሩማንኛ፣ ዳች፣ ቱርክኛ፣ ግሪኽኛ፣ ጥልያን፣ ወዘተ | |
ዞባ ግዜ |
UTC ምሉእ ዓመት UTC/UTC +1 ኣብ ክረምቲ UTC +1/UTC +2 ኣብ ክረምቲ UTC +2/UTC +3 ኣብ ክረምቲ UTC +3 ምሉእ ዓመት UTC +4 ምሉእ ዓመት UTC +5 ምሉእ ዓመት | |
ዓውዲ ኢንተርነት | .eu | |
ዞባዊ ውድባት | ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ቤት ምኽሪ ኤውሮጳ ወዘተ። | |
ዕጸው
ኤውሮጳ ብስፍሓት ከባቢ ካልኣይቲ ዝነኣሰት ክፍለ ዓለም እያ።