ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር From Wikipedia, the free encyclopedia
ጀርመን (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፣ ኣደማምጻ፦ /ዶችላንድ/ ( ስማዕ))፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. ኣደማምጻ፦ /ቡንደስረፑብሊክ ዶችላንድ/ ( ስማዕ))፣ ኣብ ማእከላይ ሰሜናዊ ኤውሮጳ እትርከብ ብሰሜን ብወገን ምስ፣ ደንማርክ፣ ብወገን ምብራቕ ምስ ፖላንድ፣ ብምብራቕ ምስ ሪፓብሊክ ቸክ፣ ብደቡባዊ ምስ ኣውስትርያን ስዊዘርላንድ ብምዕራብ ምስ ፈረንሳን በልጅዩምን ሉክሰምበርግን፤ ከምኡውን ኔዘርላንድ እትዳውብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ በርሊን እያ።
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. | ||||
---|---|---|---|---|
ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Einigkeit und Recht und Freiheit (ብጀርመንኛ፦ «ሓድነትን ፍትሕን ናጽነትን») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Das Lied der Deutschen (ብጀርመንኛ፦ «ደርፊ ጀርመናውያን») | ||||
ርእሰ ከተማ |
በርሊን 50°44′02″ሰ 7°05′59″ምብ | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ጀርመንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ጀርመናዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፈደራላዊት ፓርላማዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ፍራንክ-ቫልተር ሽታይንማየር | |||
• ቻንስለር | ኦላፍ ሾልዝ | |||
ሓጋጊ ኣካል |
Bundesrat German Bundestag | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 357,022 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 1.27 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 80,159,662 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ዩሮ (€) | |||
ዞባ ግዜ | CET (UTC +1) | |||
ኮድ ኣይሶ | 276 / DEU / DE | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .de | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +49 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | GER | |||
ኣባልነት ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ው.ሕ.ሃ.፣ ው.ኪ.ሰ.ኣ.፣ ው.ጸ.ም.ኤ.፣ ው.ቁ.ም.ም.፣ ቤ.ም.ኤ.
| ||||
ጀርመን ብኣዝዩ ጸቡቕ ኣካያይዳ ዘለዎ፣ ንናእሽቱ መንእሰያት ኣብ ስራሕ ትምህርቶም ከድህቡ ዝጸቅጥ ተረርቲ ሕግታት ኣለዋ። ኣብ ጀርመን ሓደ ትሕቲ 18 ዓመት ከም መኪና፣ ኣሰንበድቲ ፊልምታት ወልፍታት ሽጋራ ናይ ሓንቲ ስድራ ምስካም`ውን ንትሕቲ ዕድመ ህጻናት ኣይፍቀድን እዩ.
Seamless Wikipedia browsing. On steroids.
Every time you click a link to Wikipedia, Wiktionary or Wikiquote in your browser's search results, it will show the modern Wikiwand interface.
Wikiwand extension is a five stars, simple, with minimum permission required to keep your browsing private, safe and transparent.