ቋንቋ እንግሊዝኛ
From Wikipedia, the free encyclopedia
እንግሊዝኛ ኣብ ዓለምና ካብቶም ብብዝሒ ዝዝረቡ ቋንቋታት ሓደ እዩ። ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ካናዳ፡ ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ዓብላሊ ቋንቋ እዩ። ቀዳሞት መልክዓት እንግሊዝኛ ካብ ማእከላይ ዘመን ዓዲ እንግሊዝ ዝጅምር እዩ።
እንግሊዝኛ ፊደል
A B C D E F G H I J K L M N O P Q R S T U V W X Y Z
a b c d e f g h i j k l m n o p q r s t u v w x y z