ኣፍሪቃ
ክፍሊ ዓለም / From Wikipedia, the free encyclopedia
ኣፍሪቃ ድሕሪ ኤስያን ኣመሪካን፣ ሳልሰይቲ ዝዓበየት ክፍለ ዓለም እያ።
ቅልጡፍ ሓቅታት ኣፍሪቃ, ስፍሓት ...
ኣፍሪቃ | ||
---|---|---|
ዜግነት ህዝቢ፦ ኣፍሪቃዊ/ -ት | ||
ስፍሓት | 30,370,000 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
ብዝሒ ህዝቢ | ||
• ግምት (2021) | 1,359,665,300[1] ተቐመጥቲ | |
• ጻዕቂ | 36.4 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
ሃገራት |
54 ሊብያ
ላይበርያ ሌሶቶ ማሊ ማላዊ ማውሪሸስ ማውሪታንያ ማዳጋስካር ሞሮኮ ሞዛምቢክ ሩዋንዳ ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፓብሊክ ኮንጎ ሰነጋል ሱዳን ሲሸልስ ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን ሴራ ልዮን ስዋዚላንድ ሶማልያ ቤኒን ቡርኪና ፋሶ ብሩንዲ ቦትስዋና ቱኒዝያ ታንዛንያ ቶጎ ኒጀር ናሚብያ ናይጀርያ ኡጋንዳ ኢትዮጵያ ኢኳቶርያል ጊኒ ኣልጀርያ ኣንጎላ ኣይቮሪ ኮስት ኤርትራ ካሜሩን ኬንያ ኬፕ ቨርደ ኮሞሮስ ዚምባብዌ ዛምብያ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ደቡብ ሱዳን ደቡብ ኣፍሪቃ ጅቡቲ ጊኒ ጊኒ-ቢሳው ጋምብያ ጋቦን ጋና ግብጺ ጫድ | |
ኣፍልጦ ዘይረኸባ ሃገራት |
2 ሶማሊላንድ
ሰሃራዊ ዓረባዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ | |
ዞባዊ ቋንቋታት | ዝርዝር ቋንቋታት | |
ዞባ ግዜ | UTC-1 ክሳዕ UTC+4 | |
ዞባዊ ውድባት | ኣፍሪቃዊ ሕብረት | |
ዕጸው