ኣስመራ
ርእሰ ከተማ ኤርትራ / From Wikipedia, the free encyclopedia
ኣስመራ ዝዓበየትን ርእሰ ከተማን ኤርትራ እያ። ኣስታት 579 ሽሕ ዝኸውን ህዝቢውን ይቅመጥዋ። ካብቶም ቀንዲ ኢንዱስትርያዊ ፍራያት ዐለባ፡ ዝተዐሸገ ስጋ፡ ቢራ፡ ሳእኒን ኣሕልታትን ይርከብዎም።ከምኡ ውን ኣብ ዩ.ኔ.ስ.ኮ(U.N.E.S.O) ተመዝጊባ ዘላ ከተማ እያ።
ጀምር! እዚ ሓጺር ጽሑፍ መሰረት ወይ መዋቕር እዩ። ሕጂ ከተስፍሖ ትኽእል ኢኻ/ኺ! |
ቅልጡፍ ሓቅታት ኣስመራ, መስተማእዛኒታት ...
ኣስመራ | ||||
---|---|---|---|---|
ርእሰ ከተማ ኤርትራ | ||||
| ||||
| ||||
ከባቢ ኣስመራ ኣብ ኤርትራ | ||||
መስተማእዛኒታት | 15°20′00″ሰ 38°55′00″ምብ | |||
ኣካል | ርእሰ ከተማ ኤርትራ | |||
• ሃገር | ኤርትራ | |||
• ዞባ | ማእከል | |||
ታሪኻዊ ፍጻሜታት | ||||
• መሰረት | 800 ቅ.ክ. | |||
• ህንጻ | ከተማ | |||
• ምፍጣር | 1890 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 12,158,1 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
ብዝሒ ህዝቢ (2020) | ||||
• ጠቕላላ | 963,000 ተቐመጥቲ | |||
ዞባ ግዜ | UTC+03:00 | |||
[ ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ ] | ||||
ዕጸው
ቀንዲ ተቀማጦ ኣስመራ ካብ ብሄረ ትግረ ኮይኖም ኣርባዕተ ኣስመራ ሓምሻዮም ነበራ ይብሃሉ: ከምቲ ዝፍለጥ ኣብ ኣስመራ ሸፋቱ የሸግርዎም ስለዝነበሩ እተን ኣንስቶም እየን ኣስሚረንኦም:: ኣርባዕተ ክንብል ከለና ኣሕዋት ኣይነበሩን ገዛ ኣስምዔን ገዛ ስርንስር ጥራሕ እዮም ደቂ ሓደ ሰብኣይ እንዳ ሓሰበላ ዝብሃሉ ናበራ ዝብሃሉ ደቂ ክልተ ኣሕዋት ኮይኖም ካብ ሓሰብን ሓሰበላን ይውለዱ:: ገዛ ስርንስርን ኣስምዔን ነበራን ደቂ ክልተ ኣሕዋት ክኮኑ ከለው:: እቶም ክልተ ነገድ ገዛ ጉረቶምን ሸለለን ግና ካብ ካልእ ቦታ ዝነገዱ እዮም:: ብዛዕባ ነበራ ምስ መግዛእቲ ኣሉላ ናብ ከባቢ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ክቅመጡ ተገዲዶም ኣብ ጉልዒ ዝብሃል ዓድን ብድሕሪ ቤት ገርግሽ ዘሎ ኣጻድፍ ክነብሩ ወሲኖም ብዙሓት ካብኦም ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዝነብሩ ኣለዉ።