![cover image](https://wikiwandv2-19431.kxcdn.com/_next/image?url=https://upload.wikimedia.org/wikipedia/commons/thumb/9/9a/Flag_of_Spain.svg/langti-640px-Flag_of_Spain.svg.png&w=640&q=50)
ስጳኛ
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር / From Wikipedia, the free encyclopedia
ስጳኛ (ብስጳንኛ፦ España)፣ ወግዓዊ ንግስነት ስጳኛ (ብስጳንኛ፦ Reino de España)፣ ኣብ ኤውሮጳ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ማድሪድ እያ።
![]() |
ጀምር! እዚ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ሃገር መሰረት ወይ መዋቕር እዩ። ሕጂ ከተስፍሖ ትኽእል ኢኻ/ኺ! |
ቅልጡፍ ሓቅታት ስጳኛ, ርእሰ ከተማ ...
ስጳኛ | ||||
---|---|---|---|---|
ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣባል ሃገር | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ «Plus ultra» | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Marcha Real | ||||
ርእሰ ከተማ |
ማድሪድ 40°25′01″ሰ 3°42′12″ምዕ ![]() | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ስጳኛዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፓርላማዊ ንግስና | |||
ሓጋጊ ኣካል |
Cortes Generales ![]() | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 47,329,981 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ዩሮ (€) | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +34 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ |
ESP ![]() | |||
ዕጸው
ብፖርቱጋል፣ ፈረንሳን ሞሮኮን ድማ ተከቢባ ትርከብ።
ሽሕ ሰባት ኮይኖም። ባንዴራ ስጳኛ ካብ ክልተ ሕብርታት ትርከብ፣ ቀይሕን ብጫን።