ፕረዚደንት ኤርትራ From Wikipedia, the free encyclopedia
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ወይ ድማ ኣፍወርቂ ወይ ኣፈዎርቂ፣ (ኣስመራ፣ ኤርትራ፤ 2 ለካቲት 1946)፣ ካብ 1991 ብተግባር ፕረዚደንት ኤርትራ ኤርትራዊ ፖለቲከኛ እዩ።
ናይ ኤርትራ ኮይኑ ተመሪጹ።
"ርእሰ መላኪ" ዚብል ማዕርግ ተዋሂብዎ ዘሎ ፕረዚደንት፥ ኣብ ስልጣን ንልዕሊ 25 ዓመታት ብዘይ ዝኮነ ናይ ህዝባዊ ወይ ባይቶዊ ምርጫ ን ኤርትራ ይመርሓ ይርከብ። ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ፥ ዝኮነ ናይ ቑመባዊ ዕብየት ከተርኢ ኣይከኣለትን ዘላ። አምበሺ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ትጉተት ኣላ። ዘይዉሱን ሃገራዊ ኣገልግሎት፥ ዘይፍትሓዊ ማእሰርቲ፥ ናይ ምንቕስቃስ (ኣብ ውሽቲ ሃገር ኮነ ካብ ሃገር ወጻኢ) ናጽነት፥ ናይ ወፍሪ ናጽነት ፥ ናይ ጋዘጤናንነት ናጽነት፥ ናይ ሃይማኖት ናጽነት፥ ናይ ምምራጽን ተማራጽነት ናጽነት ዝከልከለ ዝንቡዕ ፖሊሲ ኢሰይያስ - ን ነብሱ 'ዲክታቶር' ን ኤርትራ ከኣ 'ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ' ዝብል ሳጓ ኣሰኪሙዋ ይርከብ።
Seamless Wikipedia browsing. On steroids.
Every time you click a link to Wikipedia, Wiktionary or Wikiquote in your browser's search results, it will show the modern Wikiwand interface.
Wikiwand extension is a five stars, simple, with minimum permission required to keep your browsing private, safe and transparent.