ኣፕያ
From Wikipedia, the free encyclopedia
ኣፕያ ርእሲ ከተማ ናይ ሃንቲ ካብተን ኦስያን ደሴት ግሩብ ሃገረ ሳሞአ አያ። እቶም ሰባት ኣብኡ ቋንቋ እንግሊዝኛን ሳሞአኛን ይዛረቡ። ኣፕያ ሓንቲ ንእሽቶይ ከተማ ኮይና ኣስታት 38.800 ሰባት ድማ ይቕመጥዋ (2001)። ናይ ሳሞአ ሓንቲ ከተማ ብማይ ዝተከበበት ድማ እያ።
ቅልጡፍ ሓቅታት
ቦታ ኣብ ሳሞአ ![]() | |
![]() | |
ኣገደስቲ ነገራት | |
ሃገር | ሳሞአ |
ሕንጻጽ ኣብ ናይ ወረቀት
ዓለም |
13° 50′ ZB, 171° 50′ WL |
ሓባር | |
Oppervlakte|ዕቤት | 51.8 km² |
ተቀመጥቲ (2006) | 37.708 (6.534,27 ተቀ./km²) |
ስእልታት | |
![]() | |
ማይ ኣብ ኣፕያ |
ዕጸው
ክዑሶ እግሪ ናይ ሳሞአ ኣብ ሳሞአ አጽወት። እቲ ጸወታታት ድማ ኣብ ናይ ሳሞአ ዓቢ ክዑሶ እግሪ ዳ ይጽወት።.